ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣብ ክፍለ ከተመኡ ንዝርካባ ሴክተራት ኣጎልግሎት ዝዉዕላ ናይ ሞተር ሳይክል ጋራጅ አወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ከተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ብክብሪ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 11, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ቲን ቁፅርን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

2 ኣብቲ ፕሮፎርማ ማህተም ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት4፡00 ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 57

ድሕሪት
ጨረታ መደብ