ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ ኢንጅን ሞዴል ዝዓይነታ ሃርድ ቶፕ መኪና መለዋወጢ ዝዉዕል ዝስዕቡ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ2013ዓ/ም ዝተሓደሰ  ንግዲ ፍቃዶም ቲን ቁፅሮም ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም የቅርቡ፤

2 ካብ ቤት ፅሕፈትና ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ክትወስዱን እትሸጥሉ ዋጋ ብምምላእ ብዝተሸዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፌርማን ተጫረቲ ተማልኡ

 3 ካብ ዕለት 27/12/2012ዓ/ም ክሳብ 04/01/2013 ሰዓት 11:00 ጥራሕ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ የእትው፤

 4 እተቀርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫት ምዃኑ ክግለፅ ኣለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር፤

5  እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 05/01/2013 ሰዓት 3:00  ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ማባት ይከውን፤

6 ጨረታ መኸበሪ ካብ ዘቅርብዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ዝምለስ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ የትሕዙ

7  ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፤

ኣድራሻ ከባቢ ባዛር ፊት ንፊት መነን ሆቴል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ