ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕናን ፋይናንስን ፣ ፖሊስ፣ ቤት ምኽሪን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተኣሸገ ፖስታ ፣ ዋጋ ዝመልኦ ኣካል ፌርማን ማህተምን ዘለዎ

2 ተወዳደርቲ ንምዉድዳር ዘድልዮም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት፣ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት26/12/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 29/12/2012 ሰዓት 3፡30 ተዓፂዩ ዕለት 29/12/2012 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ቁፅሪ 28 2ይ ደብሪ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

5 ኣብ መንጎ መቅረባይንቤት ፅሕፈትን መቅረባይ ዝህቦ ናይ ዋጋ መግለፂ ካም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

7 ተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84

ድሕሪት
ጨረታ መደብ