ማሕበር ቀይ መስቀል ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ዝዉዕል ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ኣቅሑት ንምቅራብ እትክእሉ ሕድሕድ ኣቅሓ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 12/12/2012 ክሳብ 14/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 መሊኢኩም ናብ ፅ/ቤትና ዕደጋ ክፍሊ ክተቕርቡ እናተሓሳሰብና እቲ ፐሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት እዩ

2 ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቕረባይነትን

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 እቲ ንብረት ሰዓርቲ ምኻንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 03 መዓልቲ ክተቅርቡ ይግባእ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ