ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ን ኣብ መቐለ ዝርከብ ናይ መድሓኒት መሸጢ ቅርንጫፍ ዝዉዕል Inventory soft ware for IPOS/CASH REFISTOR MACHINE ንምትእትታዉ ብሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክተኣታቱ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ድልየት ዘለኩም እዞም ዝስዕቡ መስፈርት ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ፍቃድን ቲን ናምበር ዘለዎ

2 ናይ ጨረታ መኸበሪካብቲ ጠቅላላ ዝተመልአ ዋጋ 5% ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ጨረታ ተኸፊቱ ኣሸናፊ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣብ ትካልና ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ናይ ትካል ፋይናንስ ዘይምለስ 50 ብር እናኸፈለ ካብ ዕድጊት ኣብ ስራሕ ሰዓት ክወስድ ይኽእል

5 ናይ  ጨረታ ሳንዱቅ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 04/12/2012 ዓም ክሳብ 15/12/2012 ዓም ረፋድ 4:00 ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ሳፁን 4:00 ሰዓት ተዓሺጉ 4:30 ሰዓት ኣብ ናይ ትካል መአከቢ አደራሽ ይክፈት

6ትካልና ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

7 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344451689 / 09 14 17 88 87 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ