ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ናይ ሆስፒታልና ሽንት ቤት ብጨረታ አወዳዲሩ ከምጥጥ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 2, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 ጨረታ መኸበሪ 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን

5 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ መቐለ ጥዕና ቢሮ ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ዕለት ካብ 13/11/2012ዓ/ም ስካብ 13/12/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 13/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ መቐለ ጥዕና ቢሮ ይኸዉን

9ጨረታ እንትክፈት ባዕሎ ወይም ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 እቲ ስርዝ ድልዝ እንተየሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 57 74

ድሕሪት
ጨረታ መደብ