ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ሰርቪስ ማለት እዉን ኣጎልግሎት መጋዓዝያ እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም ንሆስፒታል ዓድዋ ሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት እትህብ ሰርቪስ ኣዉቶብስ መኪና ምቅራብ ፣ ዓይነት መኪና ኣዉቶብስ በዝሒ እትሕዞ ሰብ 60 ወናብር ዘለዋ ፣ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ከቅርብ ዝክእል
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መኪና ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 20/11/2012ዓ/ም ክሳብ 05/12/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 05/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደ/ከ/ስ/ምም/ር/ን ይክፈት

4 ተወዳደርቲ ዓመታዊ ክላዉዶ ማለት እዉን ብቅዓት ደረጃ ዝገልፅ ድጋፍ ደብዳቤ ከቅርቡ ኣለዎም

5 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 71 23 26 ደዉልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ