ኩባንያና ኢንሽራንስ ብርሃን ኣ.ማ ኣብ መቐለ ከተማ ቀዳማይ ቀያነ ወረዳ ቀበሌ 19 ድሕሪ አረጋዊ ሃይሉ ህንፃ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ኣይተ ዳዊት ገ/ሚካኤል ዝኾነ ህንፃ ኣብ ዝተኸረናዮ ንቢሮ ዝኸዉን ትርፊ ክፍሊ መሊሱ ንኻልኣይ ወገን ናይ ምክራይ መሰል ብዝተወሃቦም መሰረት ናይ ገዛ ቁፅሪ ሓድሽ ዝኾነ 1ይ ደብሩ ቢሮ ቁፅሪ 02 ስፍሓቱ 49.3 ካሬ ሜትር ዝኾነ ንቢሮ ኣጎልግሎት ዉዕል ክካረ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 29, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 29, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

በዚ መሰረት ንዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ፎርሚ ኣብቲ ህንፃ ካብ ዝርከብ ጨንፈር ቢሮና ብምምፃእ ብምዉሳድ ዝካረይሉ ዋጋ ብምምላእ ብፖስታ ዓሺጎምክሳብ ሰነ ዕለት 29/2012 ኣብ ዘሎ ግዘ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት መልኢኩም ናብ ኢንሽራንስ ብርሃን ኣ.ማ ጨንፈር መቐለ ምእታዉ ዝኽእሉ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቅርሺ2500 ስፒኦ ብኢንሽራንሽ ብርሃን ኣ.ማ ኣዳልዮም ምስ ጨረታ ሰነድ ከቅራብ ይግባእም

3 ሰዓራይ ዝኾነ ድርጅት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስሩ ይግበኦም

4 ኮረና ቫይረስ ምኽንያት ንኽኽእ ንምንካይ ምእንቲ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ንክርከቡ ኣይግደዱን

5እቲ ኩባንያ ሙሉ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 76 27 /09 14 27 70 73

ድሕሪት
ጨረታ መደብ