ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ፈርኒቸር አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ክሳብ 19/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክተቕርቡ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 19/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡00 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

ድሕሪት
ጨረታ መደብ