ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2013 በጀት ዓመት ንዘለዎኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ሕፅበት /ላቫጆ/ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ዘይንምለስ 50 ብምኽፋል ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 24, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 24, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ ዝቐርብ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ ፣

3 ናይ ወርሒ መጋት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተቕርቡ እትኽእሉ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 09/10/2012 ክሳብ 24/10/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 24/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

6 ትካልና ካልእ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁ 03 44 41 85 56

ድሕሪት
ጨረታ መደብ