ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ቤት ምክሪ ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር / ገስትስ ቸይር ናይ ኣጋይሽ ወንበር/ በዝሒ 20 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 6, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 06/10/2012ዓ/ም እስካብ 10/10/2012ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ቅ/ሰዓት ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

ድሕሪት
ጨረታ መደብ