ኤጄንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ንኡሽተይ መኪና ጎማ ፣ ኮምፒተር ፣ ላፕቶፕ ባትሪ ፣ ስፔርፓርት ፣ ዝተፈላለዩ ቀዋሚን ናይ ምግብና ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:25.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ካብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ጀሚሩኩም ክሳብ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ቤት ዕዮና ክፍሊ ቁፅሪ 5 እንዳመፃእኹም ዘይምለስ ብር 25 እንዳኸፈልኩም ጨረታ ሰነድ ንኽትገዝኡ ነፍልጥ

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት እንትኸዉን ዝኽፈተሉ ድማ ዕለት 12/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 85 09

ድሕሪት
ጨረታ መደብ