ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ሞተር ሳይክል ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 8, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20 ክዕድግ ዝኽእል

3 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም እስካብ 08/10/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት3፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ