ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ን 2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ሎት 1 ናይ ዝተፈላለየ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብዘርፉ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ስለዝደለየ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ብመምርሒ ሕደሳ ናይ ምሕዳስ ግዚኡ ዘይሓለፎን ዘሐደሰን ሙሉእ ገፅ ኮፒ መረዳእታ አተሓሒዙ ዘቅርብ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረዳእታ መሉእ ገፅ ገይሩ አተሓሒዙ ዘቅርብ

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ንሕድሕድ ሎት 5000 ብሽም ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ከትሕዝ አለዎ

4 ዋጋ ዝምለእሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብቤት ፅሕፈትና ብዝተደለወ ሰነድ ጨረታ ጥራሕ እዩ

5 ዋጋ ዝምለአሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ሒሳብ ክፍሊ ንሓደ ዘይምለስ 50 ብር ከፊልኩም ካብ ዕለት 07/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድ/ሰዓት ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

6 ተመልኢ ብፖስታ ተዓሺጉ ንዐኡ ተባሂሉ ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 08 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ዘእትዉ

7 እቲ ሰነድ ጨረታ ዕለት21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓሺጉ በቲ ዕለት ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

8 ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፍ ተወዳዳራይ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ክሳብ መጋቢት 30/2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

9 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ዓይነት ንብረት ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍመጋዓዝያን ናብ ቤት ፅሕፈትና ብዉዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓለ መዓልቲ  ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 25 መዓልቲ ጥራሕ እዩ

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

ድሕሪት
ጨረታ መደብ