ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ መኪና ጌጣ ጌጥን ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትኽእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቲን ሰርትፊኬት

3 ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

4 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 26/08/2011ክሳብ 29/08/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ክተቅርቡ ትኽእሉ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ