ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ጌጣጌጥ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 09:10 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ቲን ከቅርብ ዝኽአል

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/08/2012 ዓ/ም እስካብ 22/08/2012 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/08/2012 ሰዓት 09፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/08/2012 ሰዓት 09፡10

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ