ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኽፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ

4 ተወዳደርቲ እትጫረቱሉ ዶክመንት ብፖስታ ካብ ዕለት 13/08/2012ዓ/ም ክሳብ 15/08/2012ዓ/ም እናመፃኩም ምሃብ ትክእሉ

5 አቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4፡00 ዝፀንሕ ኮየኑ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ