ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ሐመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
  • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ቢሮ ቁፅሪ 136 ካብ 14/07/2012ዓ/ም ክሳብ 02/08/2012 ሰዓት 11፡00 እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

2 ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ብኣካል ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 03 44 48 10 35 /03 44 48 00 11

ድሕሪት
ጨረታ መደብ