ኣብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅ/ት ሕ/ገ/ል/ኢፋድ/ ፣ ሬድ ፕላስ ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርንቸር ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

በዝሒ

1

ኣግዳሚ ወንበረ በዓል መደገፊ ብሳንፕል

2

2

ጠረቤዛ ባዓል 3ተ ተኸፋቲ 0.9*2ሜ ብሳንፕል

1

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም እስካብ 09/07/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ናብቲ ቤት ፅሕፈት አታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ 09/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ድማ ይኽፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

ድሕሪት
ጨረታ መደብ