ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሬድ ፕላስን ኢፋድን ግልጋሎት ዝዉዕል ሓሸዋን ሓመድን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 26/06/2012ዓ/ም እስካብ 03/07/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 03/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

ድሕሪት
ጨረታ መደብ