ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ

2 ናይ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ  ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ፣ ዋጋ ዝቐርብ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ይግባእ ፣ ናይ ወርሒ ታሕሳስድ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ዝተኣዘዘ ንብረት ኣሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ 10ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ኣብ ኩነታት ዘየተመስረተ ስፒኦ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝኣስሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልታት ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 24/06/2012ዓ/ም ክሳብ 08/06/2012ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56

ድሕሪት
ጨረታ መደብ