ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 13/06/2012ዓ/ም ክሳብ 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት 3፡10 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 034213232ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ