ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ጨንፈር ኩሓ ናይ ሰራሕተኛታት ዓመታዊ ደንቢ ክዳነ ኮትን ስረን ሸሚዝ ቆቢዕ ናይ አወዳር ኣጋላት ካራቫት ፣ ካልስን ፣ ጋዎንን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2012 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ፤

2 ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2ሚኢታዊ ናይ ጨረታ ዉሕሰና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል

4 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 10/06/2012 ዓ /ም ጀሚሩ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ጨንፈር ኩሓ ቤት ፅሕፈት 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 31 ኣድላይ መረዳታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 ናይ ጨረታ ደክሜንት ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ አታዊ ዝገብረሉ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት 10/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/06/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 6፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ይኸዉን

6 እቲ ጨረታ ዕለት 16/06/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክሰዩን ማሕበር ጨንፈር ኩሓ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት

7ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚኢታዊ መኸሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 45መዓልቲ ከቕርብ ዝክአል

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10 ተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-402305 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ