ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት የካቲት 8, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ ናይ መቅረብቲ ሰርተፊኬት

2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 04/06/2012 ዓም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/06/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/06/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 02:30 ይከዉን

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፈርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402420

ድሕሪት
ጨረታ መደብ