ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መንገዲ ፅርግያ ብኤክስካቫተር ኪራይ ሓዊሱ 240 ሜትር ወርዱ 10 ሜትር ዝኮነ መንገዲ ብሰዓት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳድሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በዚ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ቲን ናምበርን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ኣካራይን ተካራይን ከቅርብ ዝክእል

3 ቫት ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ታሕሳስ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

9 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 እቲ ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ ነዳዲ ኮይኑ ነቲ ኤክስካቫተር ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ትራንስፖርት ከምፅእ ዝክእል

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 08 84

ድሕሪት
ጨረታ መደብ