መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ናይ ኣልሚኒየም ስራሕቲ ክስርሕ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ጨረታ ረቋሒን ኩነታትን

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ቫት ምዝጉብ ዝኾነን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ሰነድ ከቕርብ ዝክእል

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 19/12/2015 -  25/12/2015 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት አብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ክወስዱ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይኽእሉ

4 ጨረታ ዕለት 25/12/2015 ሰዓት 8ተ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዘለዉዎ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ብር 5000 (ሐሙሽተ ሽሕ) ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) ዓሺጎም ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብን ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን

6 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ እንተዘይ ተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዘይሐወሰ ኾይኑ ይሐስብ

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ