ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን/ክ/ትግራይ ንቢሪኡ ዘገልግል ናይ ኒሳን መኪና ስፔር ፓርት ሞዴል D22ኣቅሓ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 04:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

3ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 13/05/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከዉን

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ