ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2012 02:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ ናይ መቅረብቲ ሰርተፊኬት

2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/04/2012 ዓም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/04/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/04/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ይከዉን

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፈርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402420

ድሕሪት
ጨረታ መደብ