... ናይ መኪና ጎማታት ከምኡ ውን ባትርታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

... ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

... መጠን ዘለዎም ትቦ ሓፂን : ቆፅርቲ ማይ : ዝተፈላለዩ ቁራፅ ቁራፅ ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊ

ሄዎ ሆስፒታልዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ስለዝለየ በዚ መሰረት ክትገዝኡ ትደልዩ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዘይጠቅሙን ሐደሽትን መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ከምእዉን መሳርሒ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ፀፀር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝረከብ ዝተፈላለይ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝተሰበረን ናይ ቢሮ ኣቅሑት/ ፈርኒቸራት / ኤሌክትሮኒክስን ማለት / ኮምፒተር :ላፕቶፕ :ፎቶ ኮፒ ማሽን : ፍርጅ ከምእዉን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ቅያር ስፔር ጎማ ባትሪ አሉሙኔም ቆርቆረታት /ረታመ / ካልኦት ወዘተ ንመላአ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለይ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ አቅሑትን/ፈርኒቸራት/ ኤለክትሮኒክስን ማለት /ኮምፒተር; ላፕቶፕ ፎቶ ኮፒ ማሽን ;ፍሪጅ /ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ - ጨርጨር እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም ዋንነቶም ዘይተፈለጡ ቴንዲኖታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለይ ዓይነታት ስፔራት ናይ ሪሳይክል ፔርጁ 30 ኩንታል ፡ ናይ ላምኔክስ ፔርጁ 30 ኩንታል፡ ፒፒ ከረጢት 35000 ፡ ብቁፅሪ ሪሳይክል 1200 ኩንታል፡ ካልሺየም ካርቦኔት3750 ኪግራም፡ ማስተር ባች 740 ኪግራም ፡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ጎማን ኮንቪር ቪልት ንዓማዊል በግልፂ ብጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ማይጨዉ ኣብ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ማይጨዉ ቀፅሪ ዉሽጢ ዝረከብ ባህርዛፍ ማለት እዉን ማእገር :ወራጅ: ዝፍለፅ ወይ ዝጭደድ ብጨረታ አወዳዲሩ ንተጫረቲ ክሸይጥ ይደሊ