... ፊኦም ዝተረከቡ ከፈቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

... ት ፅሕፈት ዝተኣከቡ ዘገልገሉ ንብረታትን ዝተፈላለዩ ሐደሽቲ ንብረታትን ንምዉጋድ ይደሊ

... ተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ ዝዉገዱ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

... ቢ ዘገልገላ ጀነሪተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

... ቢ ዘገልገላ ጀነሬተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ::

... ብ ናይ ተከሳሲ ትካል ተመዝጊበን ዝርከባ በዝሒ 3ተ መካይን ተረኸብኩም ንክትጫረቱ ክ/ከተማ ዓይደር ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ

ዓለም ለኸ ባንኪ አንበሳ ማ.ኣ ቤት ፅ/ሕፈት ሰሜን ሪጅን ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ናይ መኪና ጎማታት ከምኡ ውን ባትርታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ሄዎ ሆስፒታልዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ስለዝለየ በዚ መሰረት ክትገዝኡ ትደልዩ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካብ ግልጋሎቱ ዋፃኢ ዝኮነ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦ ሓፂን : ቆፅርቲ ማይ : ዝተፈላለዩ ቁራፅ ቁራፅ ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊ