ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት ንግልጋሎት ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት : ሃለቅቲ ኣቅሑት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ቤት ዕዩን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ሆስፒታል ጎሚስታ : ህንፃ ኣቅሑት : በዓል ስፖንጅ ወንበር : ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት APTS Regester /ብፕሮፎርማ አወዳደሩ ከገዝእ /ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ SLMP 3 በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ቤት ምክሪ ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር / ገስትስ ቸይር ናይ ኣጋይሽ ወንበር/ በዝሒ 20 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ኩል ፈንድ ዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤለክትሮኒክስ፣ አቅሑት ቢሮን ኣቅሑት ገዛን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንማሕበራት ግልጋሎት ዝዉዕል ተሽከርካሪ ወንበር ጠረዼዛ ናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ኣጋያሽ ወንበር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን :መፅሓፍትን : ኣቁሑት ቢሮ :ኣቁሑት ገዛ :ህንፃ መሳርሒ: ዝተፈላለዩ ዓይነት መኪና ክራይ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንመሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቼክዳማት ንምስራሕ ፣አቁሑት ቢሮን ገዛን ምቅራብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ