ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንዉቅሮ ፣ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ኮንትራት 1 ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲን ናይ ማቴኔላ ምቅራብን ምንፃፍን ስራሕ ብኑኡስ ስራሕ ተቃራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ንደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነት ስራሕ / ዝኣረገ ናይ ምድሪ ቤት ማተኔላ ምልዓል ምፅራግ ብሓድሽ ማርብል ምንፃፍ ፣ ዝኣረገ ናይ ደረጃ ማቴኔላ ምልዓል ምፅራግን ሓድሽ ማርብል ምንፃፍን ፣ ዝኣረጉ ዘከሎ ምልዓል ምፅራግን ብሓድሽ ማርብል ዘኮሎ ምስራሕ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራዉ G+10 ህንፃ ኣገልግሎት የሚዉሉ ፊኒሽንግ ማተርያል / የኤሌክትሪክ ዕቃዎች ሳንቴሪ እና የተለያዩ የህንፃ ዕቃዎች/ ቴንዲኖዎች እና ቡሌኬት በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋልnis

ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ኣብ 2011ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ብዝተፋላለዩ ቀላማት ንሕድሳት ህንፃ ዝዉዕሉ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝተፀርሑ ረቃሕታት ተመልኡ ነጋዶ ንክትወዳ ንዕድም

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ናይ ኣልሚኒየም ስራሕቲ ክስርሕ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላቅን ንብረት ናይ ኤለክትሪክ አቁሑ ከምኡ እዉን ናይ ፓርትሽን ስራሕቲ ናይ ፅሬት ስራሕቲ አወዳዲሩ ክገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለየ

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ናይ ኣልሚኒየም ስራሕቲ ክስርሕ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

ንቲ ቤትፅሕፈት ግልጋሎት ስራሕቲ ዝዉዕሉ ንናይ 2008 ዓ ∙ም በጀት ድማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ፕሮጀክት ህንፃ መሳርሕን ወርክሾፕን ዘገልግሉ

የሰሜንሪጅንኢትዩቴሌኮም መቀሌ ለነባሩ ሕንጻ እና ለሽረ እንዳስላሴ ሾፕ መስኮት በጨረታ አወዳድሮ ሻተር ማስገጠም ስሚፈለጉ በዘረፉ ንግድ ፍቃድ ያላችዉ ኣቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ኣብዝተፈላለየ ወረዳታት ሳምረ: ግጀት :የጭላ: እንትጮ ማይቅነጣልን ኩኩፍቶ ዝሰርሖ ዘለዋ ናይ እኽሊ መኽዘን ዝኸዉን መዓፆ ኼንችን ዝተፈላለዩ ናይ ብረታ ብረት ሰሪሕኹም ምግጫም ብናይ ጉልበት ዋጋ ጨረታ ኣወዳዲሩ በናይ ባዕሎም መሳርሒ ክተስርሕ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኮኖምንሕብር::