ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ሕክምና ኣቁሑት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2016 ዓም ዘበን ትም/ቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ላባራቶሪ ንብረት ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ ሕክምና ናዉቲን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ስሑል ሽረ ንበጀት ዓመት 2013 ዝተፈላለዩ ፣ ኣፋዉስን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብዉስን ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት :ናይ መድሓኒታት: ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ኣብ 1ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ በረኪናን ሳሙናን ኦሞን ድማ ንማኒፋክቸሪንግ ጥራሕ ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ነርስ ጫማ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ጀነሬተርን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ እታወታት ምግቢ ደረቕ እንጀራን ባኒን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ሕክምና ኣቅሑት፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርትን ነዳድን ቅብኣት ፣ ጎማን ባትርን ስፔር ፓርትን ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጨርቃ ጨርቂ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጫማ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ቡቲክ ዝርከብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ።

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን ግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕል መዐቀኒ ሙቀት /ቴርሞ ሜትር/ ( Infrared front head thermometr ) በዝሒ 05 ክዕድግ የደሊ ስለዝኮነ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮሮና መከላከሊ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ናይ 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ