... ት ሓገዝ ዝውዕል ማሽላ (ዕፉን) 1ይ ደረጃ ንምግቢ ናይ እንጀራ ዕሩይ ዓተር ክክዕን ዘይቲ ብልዕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

... ብ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከተወደማ ትይሊ

... ጣፍን ሽሮን ዘይትን ኣብ መኻዚኖ ዝርከብ ተረፍ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መግቢ ዓይነታት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ጣፍ ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ህፃናት መግቢ ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ማእከል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣትክልቲ ማለት እዉን ቀይሕ ሽጉርቲ : ፃዕዳ ሽጉርቲ :ድንሽ : ኮሚደረ : ጎመንን ጉዕን አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መብሰልን :ዓተር ክክዕ ቦበርታ አንሶላ ተዛመድቲ ኣቅሑት :ላስቲክ :ናይ መሽነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2016 ዓም ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት መደበኛ መረት ብምግባር ንብረት ንምዕዳግ ሎት 1 ናይ ኣዉቶ ሞቲቭ መሳርሒ : ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ : ሎት 3 ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ: ሎት 4 ናይ ሸቃጣ ሸቀጥ ናይ ምግቢ ምድላዉ መሳርሒ: ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ : ሎት 6 ፅሬት መሳርሒ : አብ 6ተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ሎት-1 መብሰልን መመገብን ኣቕሑት 2. ሎት-2 ካልሲ 3. ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን