ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መድረክ: ላይት መብራህቲ: ሳዉንድ ሲስተም: ርችት: ድንካናት :ኣናእሽተይ ስቴጃት: ወናብር :ምናፃፍ :ፋዉንቴን :ተፈጥራዊ ዕንባባታት :ካልኦትን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መድረክ ክራይ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክካረ ይደሊ።

ኤጀንሲና እቲ ምርእቲ ኤግዚቢሽን ንምልላይ ኣብ ስራሕቲ ፕሮሞሽን ምስ ዝተዋፈሩ ትካላትን ናይ ቀረባብ ተኸላን ድንካን ስራሕቲ ዲጄይን ከካይድ ስለዝደለ