World Vision Ethiopia is looking for a potential of heavy vehicle transportation service provider ( with 200, 300 and 400 quintal ) to enter into LTA as per the detail on the RFP

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘለዋ ተሽከርከርቲ ናይ ዲክላራይዘሽን ሰብ ሞያ ፍቃድ ብዘለዎም ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ብሽም ትካልና ክነዛዉር ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ ኣቅርቦት ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሪክ ፅገና ንናይ ቁልፊ ፅገናን አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

/ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ/ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መተሃራ ፣ ኣዳማ ፣ ከሰም ፣ ወንጂ፣ ብማእኸላይ ዋጋ ብምዉፃእ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አአወዳዲሩ ስኻር ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂለን ዘለዋ መካይን ማለት እዉን ሚኒባስ ደረጃ 2ተ ደረጃ 3ተ በዝሒ 4ተ ዓባይ ባስ ደረጃ 2ተ ደረጃ3ተ በዝሒ ሓደ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣጎሎት ሰርቪስ ክረክብ ይደሊ