... ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግበር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ንክሳተፉ ይዕድም፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሰነዳት ሒሳብ 2015 ዓም ብናይ ደገ ኦዲተር ( External Auditor) ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሰነዳት ሒሳብ 2015 ዓም ብናይ ደገ ኦዲተር ( External Auditor) ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣይኪው ስፋት ቴክኒካል ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ዝጥቀመሎም ዝነበረ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት (Different Materials) ናይ ኢሌክትሪክ ፣ኮንስትራክሽን፣ኢሌክትሪካል እንስታለሽን ኣይስቲን ኣካውንትንግን ድፓርትሜንታት ዝጥቀመሎም ዝነበረ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ መኾኒ ካብ 2011 ዓ/ም ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦድተር ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦድተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦድተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ኦዲት ክግበር ስለ ዝደለለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም፣፣

ትካልና ኣብርሃ ካስትል ናይ 2015 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ብባዓልሞያ ሒሳብ ስራሕቲ ሒሳቡ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተአሸገ ዋጋ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት እዋናዊ ዋጋ ግበጣ ምሕደራ ሃፍቲ ምዝገባ ሃፍትን ንከስርሕ ክጫረት ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ንኦዲተር ብ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ በቲ ፕሮፎርማ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2012 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ አብዙይ ናይ ኦዲት ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ንዕድም

ብቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ዝመሓደር ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ ካብ 01/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/10/2012ዓ/ም ናይ ክልቲኡ ጨንፈር ናይ ሓደ ዓመት ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ