ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
ድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
ድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ኣብ ላዕ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ዕዳጋ ኦፊሰር ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ፌዴሬሽን ኩሉመዳያዊ ዕደጋ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማ
ትግራይ ኩ/ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ አወደደሩ ክቆፅር ይደሊÂ
ተወሳኺ ኣንብብ

ሰላም ናይ ህዝቢ መጋዕዝያ ጨንፈር መቐለ
ሰላም ናይ ህዝቢ መጋዕዝያ ጨንፈር መቐለ ዝሰዕብ ረቀሒ እተማልኡ አመልከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብዕብየት ብዝዉዉርን ቁፃርን ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ መቐለ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር
ተወሳኺ ኣንብብ

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ አብ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዳሩ ሰረሕተኛተታት ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ
                             ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ደኣንት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ብዝዉዉር ወይ ቁፃር ቅድም ሰዓብ ብምሕላዉ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደልይ እዚ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቁሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ