ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ
ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝዕስብ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይድሊ Â
ተወሳኺ ኣንብብ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
ድምፂ ወያነ ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ዝወፀ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ Â Â Â
ተወሳኺ ኣንብብ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ
ኢንስትቲዩት  ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሉ ንዘሎ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ሰራሕተሻታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማ ብኣውቶሞቲቭ፣ መካኒክ ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርቲ ተወሳኪ ክእልት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ ቀጥታ ስራሕ ልመዲ 4 ዓመት ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ። ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 1ይ ዲግሪ ናይ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ወይም ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 2ይ ዲግሪ ናይ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ናይ ኮምፒተር ክእለት ሰርቲፊኬት ዘለዎ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።   4ይ ክፍሊን ልዕሊኡን ብርኪ ትምህርቲ ዝወደኣ/አት ናይ 4ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድን ናይ 2+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ
ፆታ ኣይፈልን መቐለ ተዳላይ ክእሎትን ዓይነት ትምህርቲን 4ይ ክፍሊ ዝወደአ 3ይ ብርኪ ፍቓድ መዘወሪ 2ይ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ንሓብራዊ ህንፃ ሰራሕተኛታት ሰርቪስ ትህብ ማእከላይ ኣውቶቡስ ዝገንሕ ሰራሕትኛ ኣውዳዲሩ ብቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማልእ ስለዝደሊ ንተውዳደርቲ ምልክታዚ ያዕድም ተደላይይ ክእለት  4ይ ክፍሊ ዝ ወዴአ/ት 5ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ 0 ዓመት ስራሕ ልምድን 4ይ ክፍሊ ዝ ወዴአ/ት 4ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ 4 ዓመት ስራሕ ልምድን 
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ
ትካልና ኤ.ቴ.መ ስኳር ኣገዳ ማይክሮፓጌሽን ፕሮጀክት ካብዚ ሲዓቡ ቀሪኑ ንዘሎ ክፈቲ ስራሕ መደብ ኣመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ። ተደላይ ትምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደኣ  ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት 8ይ ክፍሊ ዝወደኣ ስራሕ ልምዲ 6 ዓመት መንጃ ፍቃድ 4ይን 5ይን መንጃ ፍቃድ ህዝቢ 2      
ተወሳኺ ኣንብብ