በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም ብኤ /ኤም ኤ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ፣ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፓብሊክ ፋይናንስ፣በማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ  4 ዓመት/2 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ