ስሙር ሕርሻ ልምዓት ሓ/ዝ/ው/ኩባንያ
ስሙር ሕርሻ ልምዓት ሓ/ዝ/ው/ኩባንያ ኣብ ጣብያ ወራባየ ቁሸት ሁጅራ ዝርከብ ኮይኑ ፅሬት ዝሓለወ ናይ ኣሕምልትን ፍራምረን ምህርቲ ካብ ዘቅርቡ ድርጅታት ሓደ እዩ፡፡ ስለዝኮነ ድርጅትና ዝ/ዩ ሕርሻ ልምዓት ስራሕትና ደገፍቲ ዝኮኑ ናይ ስራሕ መደባት ብቋሚነት መልክዕ ብምቁፃር ከስርሕ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተገለፁ ረቋሕታት መሰረት መስታወቂያ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 3 መዓልታት ናብ ድርጅትና መፂኩም ንክትምዝገቡ ክንገልፅ ንፈቱ፡፡
ተወሳኺ ኣንብብ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ
ተወሳኺ ኣንብብ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓበሩ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ረቆሒ ተማልኡ ክተመልክቱ ታ ንፅዉዕ:: ተደላይ ደረጃ ትምህርቲ              4ይ ክፍልን ልዕሊኡን ተደላይ ዓይነት ትምህርቲ              ቀለም ትምህርቲ ተደላይ ግልጋሎት ዘመን                2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ተደላይ ልምዲ ስራሕ                  4ይ ክፍልን ልዕሊኡን ቀለመ ትምህረቲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ ብማናጅመንት፡ ኢኮኖሚክስ፡ ብስታስቲክስ ዝተመረቐ/ት ስራል ልምዲ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልከቶም መረዳእታ ክቕርቡ ዝክእሉ ጥራሕ ይወዳደሩ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር
ቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክ/ከተማ ዓይደር ኣብ ቤት ፅሕፈት ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብዝውውር ብመደብ መፍለይ ካብ ዝመሓደሩ ስራሕተኛታተት ከወዳዲር ስለዝደሊ ዝወፀ ረቛሒ እተማልኡ ሰራሕተኛታት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ ተከታተልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ዓይደር እናቐረብኩም ክትምዝገቡ ከምትክእለየ ነፍልጥ። ተደላይ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪ ብማኛጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፓብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዘለዎም ምያታት ዝትመረቐ ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ንቐዳማይ ዲግሪ 6+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣዋጃት ደንብታት መምርሕታት ክልልልና ብደንቢ ዝፈልጥ ብትልምን ምውፋር ወይ ምምሕዳር ሕ/ሰብ እንዳሰርሐ ዝነበረ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ