ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት
ቢሮና ቢሮ ኮንስራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ኣብ ዳ/መንገዲ ምዕባለን ምም/ር ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብብርኪ ዕቤትን ብውሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡውን ቁፃር ብሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ  ይዕድም፡
ተወሳኺ ኣንብብ

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ
ኣካዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ንዘለዉዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ነዚ ረቀሕታት እተማልእ ተወዳደርቲ ንዉድድር ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዞባ ደቡብ/ማይጨው ብስራሕቲ ናውንቲ ማይ ዝተመረቐ ን1ይ ዲግሪ 9+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ን2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኑ/ና ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ብደረጃ4 ተመዚኑ ብቁፅ ዝኮነ/ት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ      
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ደቡብ/ ማይጨው   ተደላይ ኽእልት ብኣይ.ሲ.ቲ ዝተመረቐ/ት ን ቴ/ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብ3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 12 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘሎወ/ዋ ኾይኑ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት 10+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ ኾይኑ/ና ብሞያ ሴክሬታሪያል ወይ ብብርኪ 4 ተመዚኑ ብቁፅ ዝኮነ/ት  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ደቡብ/ ማይጨው   ተደላይ ኽእልት ብነርስ፣ ፋርማ፣ ላብላቶሪ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ደቡብ/ ማይጨው   ተደላይ ኽእልት ብነርስ፣ ፋርማ፣ ላብላቶሪ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ማእከል/ ኣክሱም   ተደላይ ኽእልት ብኣውቶሞቲቨ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ስ/ምዕራብ ብ/ሽረ   ተደላይ ኽእልት ብኣውቶሞቲቨ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ስ/ምዕራብ ብ/ሽረ   ተደላይ ኽእልት ብኣይ.ሲ.ቲ ወይ ብኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ
ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲፕሎማ ልዕሊኡን ብላይብረሪ ሳይንስ ብኣይ.ቲ ልምዲ ዓመት 8 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት
ተወሳኺ ኣንብብ