ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ብሓባር ንስራሕ

ምልክታ ናይ ጨረታ መከታተልን መፍለጥን ኣግልጋሎት

ጨረታታት መከታተሊ ታይ ማለት እዩ?

ምስ ምርቶምን አገልግሎቶምን ዝጠዓዓሙ /ዝዛመዱ ሓደሽትን ወይም ምስትክላል ዝተገበረሎም ጨረታዎችን ዝርዝር በኢሜይል እና ኤስ.ኤም.ኤስ ብኣድራሻኦም ክበፅሖም ዝገብር ግልግሎት እዩ። ሎማዓንቲ ብምምዝጋብ ጨረታትን ምቅባል ይጀምሩ

ዝረክብዎም ረብሓታት

%
ዝተጋውሑ ጨረታት ኣየምልጦምን
%
ንስርሖም ንዛመዱ ጨረታታት ጥራሕ ይለኣከሎም
%
ወፃኢታት ናይ ግዜን ቅርሽን ይቅንሱ
%
ካብ ኢሜይሎም/ኤስ.ኤም.ኤስ ምላሽ ክህቡ ይክእሉ
%
ንምህርቶም ንግልጋሎትም ዝዛመዱ ጨረታታት

ክፍሊት

ንክፊሊት ብዙሕ ኣማራፂታት ኣለዎም.

ዓመታዊ ክፍሊት

(ቫት ይሓውስ)
2,500 ቅርሺ/yr
  • Milkta Basic 1 Year
  • ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ናብ ኢሜልይ ኣድራሻኦም ይለኣኮም
  • ኣብ ምልክታ.ኮም ድርጅቶም ዝጥቐመሉ ዩሰር ኔም ና ፓስዋርድ ይህልዎም።
  • ንድርጅቶም ዝምልክቱ ጨራታታት ተፈልዮም ይወሃቦም
  • ክሳበ 3 ዝተፈላለዩ ካታጎሪይ ምርኣይ ይክእዩ እዮም
    ክትትልን ሓገዝን ካብ ምልክታ.ኮም ይህልዎም

ኤስ.ኤም.ኤስ መልእክቲ

(ቫት ይሓውስ)
4,000 ቅርሺ/yr
  • Milkta SMS service
  • ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
  • ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ናብ ኢሜልይ ኣድራሻኦም ይለኣኮም
  • ኣብ ምልክታ.ኮም ድርጅቶም ዝጥቐመሉ ዩሰር ኔም ና ፓስዋርድ ይህልዎም።
  • ንድርጅቶም ዝምልክቱ ጨራታታት ተፈልዮም ይወሃቦም
  • ክሳበ 3 ዝተፈላለዩ ካታጎሪይ ምርኣይ ይክእዩ እዮም
    ክትትልን ሓገዝን ካብ ምልክታ.ኮም ይህልዎም

ን6 ወርሒ ክፍሊት

(ቫት ይሓውስ)
1,750 ቅርሺ/yr
  • Milkta Basic
  • ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ናብ ኢሜልይ ኣድራሻኦም ይለኣኮም
  • ኣብ ምልክታ.ኮም ድርጅቶም ዝጥቐመሉ ዩሰር ኔም ና ፓስዋርድ ይህልዎም።
  • ንድርጅቶም ዝምልክቱ ጨራታታት ተፈልዮም ይወሃቦም
  • ክሳበ 3 ዝተፈላለዩ ካታጎሪይ ምርኣይ ይክእዩ እዮም
    ክትትልን ሓገዝን ካብ ምልክታ.ኮም ይህልዎም

Trusted by 500+

Connecting to the attractive opportunities and relevant information. All wrapped in an easy-to-use tender portal. Pretty convenient, actually. Lets work together!

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo