... ጠሞም ኣባላት ማ/ጉ/ኲ/ት ብጨረታ ናይ ስኒ ድጋፍ ከስርሕ ስለዝደለየ

... ተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ ዝዉገዱ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

... ፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ንዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ህንፀት ስራሕ ዘድልዩ ናይ ኮንስትራክሽን ማተርያል ማለት፤ ሓሸዋ ፤ ፀፀር 02 (ጃህያ) እና እምኒ ሰረት መንደቕ ፤ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ አሎ፡፡

... ቢ ዘገልገላ ጀነሬተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ::

... ብ ናይ ተከሳሲ ትካል ተመዝጊበን ዝርከባ በዝሒ 3ተ መካይን ተረኸብኩም ንክትጫረቱ ክ/ከተማ ዓይደር ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ።

... ገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዐቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም፡-

አካዳሚ ኣመራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ናይፅሬት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድገት ከፍፅም ይደሊ፡

መቐለ ሆስፒታል ናይ ተሓከምቲ ኮች ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡