ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳሴላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ሕትመት ከሕትምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 መረዳእታ ተወሳኬ እሴት ታክስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ መስከረም 2010 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 3/4/2010 ክሳብ 18/3/2010 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳሴላሴ ኣብ ቀበሌ 01 ቢሮ ቁፅሪ 18 ብምምፃእ 50 እንዳከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ 18/3/2010 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/3/2010 ሰዓት 4:30 በዓሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

10 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀ ብቲ መምርሒ ዕደጋ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ በዓሎም ፊርማን ማህተምን ኣብ ነብስ ወከፈ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርብ ይግባእ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444916/0344442866

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo