ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ
  1. ናይ 2010 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ Tin : VAT ሰርቲፊኬ ትክተቅርቡ እትክእሉ::
  3. ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓ/ም ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
  4. ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት ክተቕርቡ እትክእሉ::
  5. መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተም ፌርማ ንክህልዎ ይግባእ::
  6. ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልልትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 59 ዘይምለስ 50.00 ብምግዛእ ካብ 3/04/2010 ዓ/ም ክሳብ 18/04/2010 ሰዓት 4:00 ዋጋ መሊእኩም ኦርጅናልን ኮፒን መረዳእታኩም ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ፖስታ ብምዕሻግ ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
  7. ተጫረቲ ከትሕዝዎ ዝግቫእ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ብር 5000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ CPO ከትሕዙ እትክእሉ::
  1. እቲ ጨረታ ዕለት 18/04/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ናይ ሐባር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 59 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት::
  2. ጨረታ ሰዓርቲ ምከኖም ካብ ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ መክበሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክትአስሩ እትክእሉ
  3. አሸናፊ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓለቲ ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ክተቅረቡ እትክእሉ
  4. ሰነድ ጨረታ ብክፋል ወይ ምሉእ ብምሉእ ቆሪፁ ዘትረፈ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን
  5. ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::
  • ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342400129 /0344408973 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo