አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንኣካዳሚን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 ናይ ዘመኑ ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ወርሓዊ ዲክላሬሽን ዘቅርብን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገበን

4 ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብዘዉፀኦ መምረሒ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም ዝተሐደሰ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ንሕድ ሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 20 ካብ ኣከዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 06 ካብ ዕለት 04/04/2010 ዓም እስካብ 18/04/2010 ዓም ኣበ ዘሎ ጊዜ ምግዛእን ትክእሉ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ዕለት 18/04/2010 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

9 ጨረታ ሰዓርቲ እንተከይኖም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታታሊ መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ ናይ ኣካዳሚና መክዘን ክተቅርቡ እትክእሉ ምካንኩም

10 ኣካዳሚና ካብ ዝዕድጎም ኣቁሑትን ከምኣድላይነቶም 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል እዩ

11 ኣካዳሚና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 03 44 40 19 89 ምሕታት ይከአል እዩ

ንርከበሉ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 መምህራን ኮለጄ ዝነበረ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo