ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2010 በጀት ዓመት 1ይዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብምድብ መቂሉ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ
  • ምድብ 1 ሃለቅትን ቐወምትን ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት
  • ምድብ 2 ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት
  • ምድብ 3 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት
  • ምድብ 4 ናይ መኪና ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብብርኪ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ TIN ሰርተፊኬት ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::

3Â ንተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገበÂ VATÂ ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ መስከረም 2010 ዓ/ምÂ Â VAT ድክላሬሽን ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል:;

4 በቲ ዘርፊ ናይ 2009 ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስኽር ወረቐት ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል::

5 ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ብመንገድ ትራንስፖርት ካብ 3ይ ደረጃ ንላዕሊን ዝተዉሃቦም ክከዉን ይግባእ

6 ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ሰዓራይ ዝፍለጥ ቴክኒካል 70% ፋይናንሻል ድማ ካብ 30% ይከዉን

7 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደደሪ ዝሰዓሮ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝኽእል::

8 ናይ መወዳደሪ ደኩሜንተ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምንÂ ፌርማን ዘለዎ ክኸዉን ይግባእ::

7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምረሒ ጨረታን ሰነድነ ጨረታን ምድብ 1 ን ምድብ 2ን ምድብ 3ን ምድብ 4ን ንዘለዉ ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ ጥራሕ / እናኸፈለ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 2-19 ካብ 2/4/2010 ክሳብ 17/4/2010 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ከወዳድር ይክእል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ምድብ 1 ብር 3000 : ምድብ 2 7000 ብር : ምድብ 3 3000 ብር : ምድብ 4 5000 ብር ጥራሕ ብሽም ቢሮ ትልምን ፋይናንስንÂ / Bureau of plan & finance / ብ CPO ወይ ብስርቲፋይድ ቼክ ዉይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ናብ ዝተዳለወÂ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ጨረታ ቅደሚ ምክፋቱ ከቅርብ ዝኽእል::

11 እቲ ጨረታ ዕለት 17/4/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ንብረት ምም/ርንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት::

12 ቢሮና ነቲ ጨረታዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 % ክቅንስ / ክዉስክ ይክእል እዩ::

12 ሰዓራይ እቲ ዘቕርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይኸዉን::

13 ንዝበለፀ ሓበሬታብቴሌፎን ቑፅሪ 03444105291/0344406200 /01-09 ናይ ወሽጢ መስመር 227:265ደዊልካ ምሕታት ዝከኣል ምኻኑ ንሕብር::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo