ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ኮምፒተርን አቁሑት ኤለክትሪክን ከምኡዉን ህንፃ መሳርሕን ካልኦት ናዉትታት ትምህርቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

ስለዚ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕደም

ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2010 ዓ/ም ዘሐደሱን

 ተጫረቲ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

 ቫት ምዝጉባት ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሓምለ 2009 ፀብፃብ ዝገበረ

 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 8 /02 /2010 ዓም ክሳብ 28 /02 /2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ምዉሳድ ይከኣል

 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

 ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ አቅርቢዎ ቆፂሩን ዘረከብ

 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 28/02/2010 ዓ/ም  ሰዓት 4:30 ይክፈት

 እቲ ርካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914494430/ 0914191987 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo