ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2010 ዓ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን አቁሑት ፅሬትንአወዳዲሩ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ

 ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
  2. Â ቲን ነምበረ ማለት እዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪÂ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትÂ ዋናን ቅዳሕንÂ ከቅርቡ ዝክዝሉ
  3. Â ተመዝገብቲ ተወሳኪ Â ስቴት ታክስÂ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረዱ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ናይ አቁሑት ፅሬት ግና ኣይግደዱን
  4. Â ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 8 ጥቅምቲ 2010 ዓም Â ክሳብ 23 ጥቅምቲ Â 2010 ዓም Â ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ቅርሺÂ ንሕድሕድ ሎት ብምክፋልÂ ምዉሳድ ይክእሉ ። እዚ ማለት ሎት1 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሎት 2 አቁሑት ፅሬት
  5. Â ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ን ሎት 1 5000 ቅርሺ ንሎት 2 2000 ቅርሺÂ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማÂ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
  6. ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 23 ጥቅምቲ 2010 ዓ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩÂ በቲ ዕለትÂ ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት
  7. Â ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምረካቦምÂ ናይቲ ጨረታ ስነስርዓትÂ ኣይተኣጋጎልን
  8. Â ተጫረቲÂ ሰዓራይ ኮይኖም Â ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ኣሲሮም ንብረት ብናይ ባዕሎምÂ መጋዕዝያ ቻብ ዉሽጢ 15 ተከታተልቲ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብባዓል ሞያ ኣፈቲሾም የረክቡ ።
  9. Â እቲ ቤት ፅሕፈትÂ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
  10. ናይ ጨረታ ዋጋ ጨኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ
  11. እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ መዉሳክ ወይንም ምንካይ ይካኣል እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ Â 0914190333 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo